header_banner_2

 

ጸዋዒት ንኩሎም ኤርትራውያን ኣብ ዞባ ሰሜን ኣሜሪካ ኣብ ቅድሚ ባይቶ ሕቡራት ሃገራት ዓለም ኣብ ዝግብር ሰላማዊ ሰልፊ ኒው ዮርክ ክሳተፉ፡

እዚ ጸዋዒት`ዚ– ኩሎም ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን ኣብ`ቲ ኣብ ኒው ዮርክ ኣብ ዝካየድ ብዛዕባ ኣብ ኤርትራ ብሰበ ስልጣን ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝተፈጸመ  ግህሰት ሰብኣዊ መሰላትን ክቱር ዓመጽን ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዝሰምዓሉን ዝዝትየሉን ዕለት ተረኺብኩም ኣብ`ቲ  ሰላማዊ ሰልፊ ንክትሳተፉ ዝምሕጸን `ዩ።

a890ddfa69274640ae38d3fefa99a9b2_18

eritrea

 

beipvgcccaa-bg1